ፋይል ናይ ሓበሬታ ርኸቡ
ካብ መንጎ 1108 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ውጽኢት ምድላይ
ምስታፍ ኣብ ወለንታዊ ግብረ-ሰናይ ስርሓት ኣገልግሎት
ንምስታፍ ኣብ ወለንታዊ ኣገልግሎትንዝነበረኩምሓድሽ ናይ ስራሕ ተመኩሮታት ብጥራይን ትክእሉ

ምጥላብ ባህላዊ ንጥፈት ንምስታፍ ዘኽእል ካርድ
ካብ 15-18 ዓመት ዝዕድሚኦም መንእሰያት ኣብ ፈረንሳ ባህላዊ ንጥፈታት ንኽገብሩ ነጻ ትኬትን €200 ዝወሃብ ገንዘብ ተጠቐምቲ ኩኑ።
ከይተንቀሳቐስካ ብራሕቂ ዝግበር ዑደት ወይ ዙረት ቤተ መዘክር ግበር፣
ብመንገዲ ማንዛኣዊ ወይ ቪርቹወል ብራሕቂ ዑደትን ቤት መዘክር ምግባር ፤

ንዑ ንኸሽን
እቲ Coupé Décalé ን ዝተፈላለየ ከም እኒ ምኽሻን፣ ኢሰጥበባዊ ስርዓትን ሰንዓን ዝዓመለ የካይድ

ምልላይ ምስ ኣብ ስነ-ጥበብ ናይ ስነ-ጽሑፍ ቋንቋ ፈረንሳ
ምእንቲ ዳህሳስ ምግባር ኣብ ስነ-ጥበብ ናይ ስነ-ጽሑፍ ቋንቋ ፈረንሳ ክትገብሩ

ሌላ ምስ ሕብረተ ሰብ ፈርንሳ
ምስ ደቂ ሰባት ሌላ ምርኻብን ቋንቋ ፈረንሳ ምግባር ምድህሳስን

ምምሃርን ምርዳእን ንትምህርቲ ምኩስኻስ
ን መንእሰያት ኣብ ቤት ትምህርቲ ካልኣይ ደረጃ ናይ ባህሊ ምምሃር

ምርካብ ሓበሬታ ንምንባር ኣብ Saint-Nazaire
ምርካብ ተሳትፎ ኣብ PARL'On ንስደተኛታታ ኣብ Saint-Nazaire ናይ ምምሕዳር ወረቓቕቲ ኣብ ምጽፋፋ ንምሕጋዝ

ጽቡቕ ን ኽስመዓኩም ስፖርት ግበሩ
ምስ UFOLEP ብቐጻሊ ስፖርት ብምግባር፣ ስፖርታዊ ናይ ሞታ ስልጠናታት ንምርካብ ኮነ ከምኡውን ...

ምርዳእ ክብርታትን ናይ ንሪፓብሊክ ፈረንሳን
ነጻ ናይ ስልጠና ኮርስ፣ ብ60 ቪድዮታት ብ7 ቋንቋታት ንኡስ ርእሲ።

ምብጻዕሕ ሓወልታት ኣብ ዘለኹሞ ኴይንኩም
ብሳላ እቲ መደብ ንሓወልቲታትን ታሪኻዊ ቅርስታትን ፓሪስ ብራሕቂ ዝግበር ምብጻሕ ወይ ዙረት ናይ ዓይኒ ብጽሕዎም ፣

ናብ ማሕበረ-ሰብ ሲንጋ "SINGA" ኣብ ፓሪስ ተጸምበሩ፣
ሲንጋ (SINGA) ዝተመስረተሉ ቐንዲ ዕላማ: ኣብ መንጎ ስደተኛታትን ሕብረተሰብ ናይታ ሃገርን ርክብን ምውህሃድን ምፍጣር ዩ።

ምርካብ ደገፍ ናይ መጻኢ መደብ ምህናጽ ብሓገዝ ካልኦት ደቀንስትዮ
ን 6 ኣዋርሕ ዝጸንሕ ደቂንስቲዮ ስደተኛታትን ደቂ ዓዲን ንምትሕግጋዝ mentorat ዝዓለመ እዩ።

ምርካብ ሓገዝ ንመዓልታዊ ናብራ ንምንባር ኣብ ከተማ ዲጆን Dijon
ምስታፍ ኣብ ማሕበር "Ensemble!" ከተማ ዲጆን ኣብ ናይ ባህሊ ስፖርት ኣብ መዓልታዊ ናብራ ናይ ምስታፍ ዕድል ይፈጥር ::

ወለንታዊ ኣገልግሎት ንምሃብ
ማሕበር Benenova ኣብ ከተማታት Paris, Lille, Nantes et Rennes (ኣብ ከተማታት ፓሪስ፣ ሊል ፣ ናንቴ ረንን) ወልንታዊ ስራሕ ስራሕ ዕድል ትኸፍት::

ምስ ኤዱ-ኣርት ብቪድዮ ምምሃር
ሓንቲ ፕላት ፎርም ስልጠና ናይ ትምህርቲን ፈጠራን ብፍልይ ዝበለ ቅዲ ንዝደለነዮ ዓይነት ትምህርቲ ካብ ዝኾነ ቦታ ኮንካ ምምሃር ፤፣

ዳግመ ድህሰሳ ን ስነ ፍልጠት ወይ ንስነ ፍልጠት ዳህስ ስዎ ወይ እንደገና ፍለጥዎ፣
ናይ ኢንትርኔት ሃብቲን ምዕባለንተጠቀምቲ ብምዃን፣ ናይ ላ ሲቴ ደ ሲዮንስ "la cité des sciences" ማእከል ስነ ፍልጠት ትካል ሓቀኛ ስነ ፍልጠታዊ ሰብ ኩኑ፤

ማሕበራዊ ባህላዊን ንጥፈታት ንምስታፍ
ን ስደተኛታት ደቀንስትዮ ኣብ ቦርዶ ምሕጋዝ Bordeaux.

እዚ ፋይል'ዚ እውን የገድሰኩም ይኸውን'ዩ
ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ብ ኦን ላይን
ምምሃር ቋንቋ ምስ Vivre en France A1 ወይ A2ወይ B1 ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ምስ - Vivre en France - ደረጃ A1 ወይ A2 ወይ B1

ኣብ ቤት መግቢ ምግቢ ፣ ምኽሻን
መግቢኹምን ባህልኹምን ኣካፍሉ፣ ኣብ ኢንዱስትሪ ቤት መግቢ ስራሕ ድለዩን ምስ ሰባት ርኸቡን።

ምምሃርን ምምዕባልን ቋንቋ ፈረንሳ
ሳላ ራድዮ ኤኽ ኤፍ ኢ ፣ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ምኹስካስን ምምሃርን

ባዓላዊ ኢንተግረሽን (ውህደት ምስ ሕብረተሰብ) ምጥጣሕ፣
ንወጻእታኛታታ፣ ምስ ፈረንሳ ዝገብርዎ ምውህሃድ ምድጋፍን ምስናይን

ዜግነታዊ ኣገልግሎት ግበር
ካብ 6 ክሳብ 12 ኣዋርሕ ኣብ ሓደ ማሕበር ተፀሚድካ ኔትወርክ ፈጢርካ ንሕብረተሰብ ምሕጋዝ።

ምንባር ኣብ ግዝያዊ ናይ ሓባር መንበሪ ገዛ
ምእንቲ ኣብ ብዙሕ ባህልታት ዘለዎ ናይ ሓባር መንበሪ ግዝያዊ መንበሪ ምህላው፣ ዝዓለመ መደብ
