ኣገደቲ ሓበሬታ
ምስ ምንባር ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ
ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ
ዋጋ
ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ
ኣበይ ?
ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ብ ኦን ላይን
ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ብቴለፎን ብኮምፒተር ብታብሌትን ጌርካ ምምሃር ፣ እዚ ትምህርቲ ኣብ መዓልታዊ ናብራና ንምቅላል ንምዝራብን ምርድዳእን ኣብ ጉዳይ ምስላጥ ናይ ቤት ጽሕፈታት ንርእሰ-ምምሕዳር ይሕግዝ ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ፋን መድረኽ ፕላት ፎርም 17 ትምህርቲ ቃንቃ ፈረንሳይ ብኦንላይን ወይ ብመስመር ነቅርበልኩም
ኣብዚ መድረክ ዝተፍላለዪ ኣርእስቲ ትሕዝቶን ክንምሃር ንኽእል ፣ ቋንቋ ፈረንሳ ሓፈሻዊ መዓልታዊ ናይ ሂወትና ፣ ባህሊን ናብራን ኣብ ሃገረ ፈረንይሳ ፣ ከምኡ’ውን ከመይ ጌርና ነሳልጥ ኣብ ኣብያተ ቤት ጽሕፈታት ክንማሃር ንኽእል ።
እዚ ትምህርቲ ቃንቃ ፈረንሳይ ዕላማ ናቱ ብመስረት መምርሒ ሕጊ ናይ ሃገረ ሕብረተ ኤሮፓ ናብ A1 ደረጃ ናይ ትምህርቲ ንምብጻሕ ዝዓለመ ኡዩ ።
ኣብዚ ከንስትውዕል ዘለና ጉዳይ ፣ ኣብ መውዳእታ ናይ`ዚ ትምህርቲ እቲ ዝውሃበና ወረቐት ፣ትመህርቲ ከም ዝተማህርና ደኣ እምበር ውጽኢት ሰርቲፍኬት ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ደረጃ A1 ከም ዝሓዝና ኣይኮነን።
ካብ ስማርትፎንካ፡ ኮምፒተርካ ወይ ታብሌት ክትረኽብዎ እትኽእሉ ስልጠና እዩ።
ከመይ ንገብሮ?
ፈለማ ንምምዝጋብ ኣብዚ ሊንክ ! ጠውቑ : Cliquez ici !
ብያማን ሸነኽ ቀይሕ ሕብሪ ዘሎ ክቢነገር ኣብኡ ጠውቑ፣ ፣ ኣብቲ ን ምምላእ ዝተዳለወ ቅጥዒ፣ ቅጥዒ ምልከት ቋንቋ ፈረንሳ ክትጅምሩዓቕምኹም ዝኾነ ደረጃ ምልእዎ
ኣብዚ ብምጥዋቕ ክትምዝገቡ ትኽእሉ ኢኹም Cliquez ici !
እዚ ንምግባር ኣብቲ ብሸነኽ የማን ዝሎ ቀይሕ ሕብሪ ዘሎ ከቢብ ምልክት ብምጥዋቕ ፣ ኣብቲ ቦቅጥዒ ቋንቋ ፈረንሳ ክትጅምሩ ዘኽለኩም ቋንቋ ፈረንሳ ፣ ደረጅኡ ኣእትዉ
ንምምዝጋብ ኣብዚ ሊንክ ብምጥዋቕ :: Cliquez ici !
ኣብ የማናይ ሸነኽ ናይቲ ስክሪን፡ ኣብታ ቀያሕ “Connectez-vous pour vous inscrire".” እትብል ጠውቑ
16 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ















