ኣገደቲ ሓበሬታ
ምስ ብ UniR ሓገዝ ድጋፍ ምርካብ
ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ
ዋጋ
ምርካብ ዕድል ንምርካብ ትምህርቲ
ብውልቃዊ\ት ዝግበር ናይ ድጋፍ ሓገዝ ትምህርቲ ንምቅጻል፣ ስዴተኛታት ናይ ረፍጂ ዑቕባ ዝረኸቡ\ባ ወይ ሓተቲ ዑቕባ ምትእታው ኣብ ኣካዳሚክ ትምህርቲ ንምቅጻል
ንጥፈታት ዝካየዱ ብዝተፈላለዩ ዓይነት ኣገባብ ተመዲቦም ኣለው ::
•ድሕረ ባይታን ደረጃ ትምህርቲን ናይ መበቆል ሃገር ምፍላጥ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ ገምጋም ድምግባር
ብሓባር ኮንካ\ኪ ናይ መጻኢ ምሕንጻጽ ወይ ምምዳብ፣ ትምህርቲ ቃንቃ ፈረንሳይ ፣ ናብ ዪንቭርስቲ ንምእታው ናይ ውድድር ዶሴ ምቅራብ ፣ ናይ ሞያዊ\ት ስልጠና ኮርስ ትምህርቲ ምውሳድ
ኣብዚ መደብ ዝተፈላለዩ ዓይነት ኣማራጺ ንምርካብ ኣገድስቲ ሓበሬታት ምስ ናትኩም\ክን ደረጃ ዝዛመዱ ምኽሪ ምሃብ ::
ድሕሪ`ዚ ዩኒር ምስላጥ ናይ ቤት ጽሕፈት ፣ ዶሴ ናይ ውድድር ንምድላው ፣ ንምምዝጋብ ፣ ቃል መሕትት ንምድላው፣ ሲቪ ንምጽሓፍ ::
ናብዚ መደብ ንምስታፍ ናይ ረፍጂ ወረቐት ክህልወካ\ኪ ኣለዎ፣ ን ኣብነት መከላኸሊ ናይ ሱብሲደር ወይ ናይ ሓታቲ\ት ዑቕባ ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ኣብ ፓሪስን ከባቢኣን ተቀማጢ\ት ክ\ት\ኸውን ኣለዎ\ዋ ፣ ደረጃ ትምህርቲ ናይ ዩንቨርስቲ ብውሑድ ዓቕሚ፣ ከምኡ`ውን ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ A ክህልወካ\ኪ ኣለዎ ::
ዕላማ ናይ ዩኒር እንታይ ኢዩ ?
ኣብዚ መደብ ረፍጂ ስዴተኛታት ትምህርቲ ንምቅጻል ንጥፈታት ብምድላው ናይ ሓገዝ ድጋፍ ምግባር ፣ ሓበሬታት ናይ ኪእላታት ሰብ ሞያ ምሃብ ፣ ተወሳኺ ናይ ቃንቃ ፈረንሳይ ምሃብ፣ ዩኒር ናትካ\ኪ ድሕረ ባይታኻ\ኺ ክብሪ ምሃብ፣ ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ኣብ ምውህሃድ ናይ ሓገዝ ድጋፍ ምግባር ::
ዪኒር ሓደ መደብ ናይ ሓፍሽ ጥቅሚ ኢዩ፣ ከም ኡውን ኣብ ናይ ቁጠባ ዓቢ ተራ ጽልዋ ኣለዎ ፣ በመንገዲ ናይ ትምህርቲ ናይ ዝተፈላልዩ ዓይነት ሞያዊ\ት ሓደ ዕድል ናይ ማዕጾ ክኸፈተልና ይኽእል ::
ንምንታይከ የዘገድስ?
ኣብ ሓደ ሓደ ክብድ ዝበሉ ኣብ ናይ ምምዝጋብ ብ ዩኒር ናይ ኣስልጦ ሓገዝ ወይ ድጋፍ ምርካብ ::
ካብ ናትና ግሩፕ ምስ ናትኩም\ክን ምስ ድሕረ ባይታኹም\ኽን ዝዛመድ ዘድሊ ሓበሬታት ድሕሪ ምርካብ ፣ ከ ከም ኵነታቱ ምኽሪ ሓበሬታት ክህብኹም\ኽን ይኽእሉ ::
በዚ ኣጋጣሚ ንተመሃሮ ምስ ናቶም ዝኸይድ ናይ ሞያዊ\ት መደብ ብቅልጡፍ ሓበሬታ ክረኽቡ\ባ ይሕግዞም\ዘን ::
ማሕበና ካብ ተመኩሮኡ ብምብጋስ፡ ንተማሃሮብዘለዎም ተኽእልሎ ብዝተኻእለ መጠን ክሕብርን ክድግፍን ይጽዕር ምዃኑ ምፍላጥ ይግባእ።
ከመይ ንገብሮ?
ዝያዳ ተወሳኺ ሓበሬታት ንምርካብ
ንናትኩም\ክን ሕቶታት ወይ መደብ
በዚ ዝስዕብ ኢመይል ኣድረስ ለኣኹ\ልኻ [email protected]
- ወይ በዚ ቁጽሪ ተሌፎን ደውሉ\ላ 07 67 14 02 63.07 67 14 02 63.
ኣብዚ ጠውቑ
16 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ














