ኣገደቲ ሓበሬታ
ምስ ኣብ ሲ ኤር ኦኣ CRPA ብ ፊ ሲ BFC
ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ
ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳምንባብን ምጽሓፍን ዝኽእል, A1, A2, B1, B2, C1, C2
ዋጋ
ብነጻ
ብዛዕባ ናይ ኢንተግረሽን ፖሊሲ ሓሳባት ምግላጽ ።
እቲ ቤት ምኽሪ ናይ ኣስተንግዶትን ደፓርትመን ት (CRPA) ን ሰባት ፖለቲካዊ ርእይትኦም ንኽህቡ ዘፍጽቅድ ባይታ የጣጥሕ፣
ከምኡ እውን ንኹሎም ሰባት፣ ብዝተፈላለዩ ምኽንያት ፍልልይ ዝለዎም ኣከላት ድማ ብማዕረ የአንግድ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
እዚ ጽላት እዚ መለት (CRPA) ናይ ክትዕ መድረኽ ፣ ናይ ምዝርራብ መድረኽ ፣ ናይ ምብህሃል መድረኽ ኮይኑ፣ ኣብ ኣገደስቲ ዝኾኑ ጉዳያት ድማ የመየይጥ።
ኣብቲ ናይ ልዝብል ልትዕን ደስ ዘብል መድረኽ፣ምስ ልዙባት ተመያየጥቲ ሰባት እውን ዘራኽብ ባይታ እዩ።
ብ ኣባላት ኮንሰይ ጀነራል ፣ ናይ (CRPA),ተወከልቲ እውን ኣለዉ
ኣብ ሓደገኛ ኩነተት ዘለዉ ሰባት ኣብቲ ዞባ፣ ከስዕብዎ ዝእሉን ነገር ዝዝቲስለዝኾነ፣ ድማ እዮም ኣብቲ ኣኣኼባ ዝሳተፉ ።
ኣብዚ ኣኼባ እዚ፣ ኣብቲ እዋን እቲ ብዛዕባ ንሰባት ዘገድሱ ናይ ፖለቲካ ኩነታት ይዝረብ።
እቲ ዕላማ፣ ናይዚ መደብ ድማ፣ ፖለትካ ብ ሰባት ተሃኒጹ ንሰባት ከገልግል ኣለዎ ዝብል ሓስሳብ ንምትግባር እዩ።
ከመይ ንገብሮ?
ኣብ ላዕሊ ገጽ
15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ














