ኣገደቲ ሓበሬታ
ምስ ሁሞ ኮፕ- ኣለም ፍራንስ Humacoop - Amel France
ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ
ዋጋ
ስፖርት ምግባር
እንተደኣ ኣብ ስፖርታውያን ጋንታታ ተጠርኒፍኩም ክትጻወቱ እትኡ ፣ ሓደስቲ መጻእቲ ኣብ ፈረንሳ ኴይንኩም ሁሞ ኮፕ- ኣለም ፍራንስ Humacoop - Amel France ባይታ ኣለዋ
ካብ 2019, ዝጀመረ ጸገም ዘለዉ ሰባት ብ ስፖርታዊ መንፈስን ንጥፈትን ብፍላይ ን ነበርቲ Grenoble.ግሮኖብልን ከባቢኣ ዝዓለመ እዩ
i ምፍላጡ ኣገዳሲ!
:ኩሎም ንጥፈታት ብነጻ !
ንምንታይከ የዘገድስ?
እዞም ንጥፈታትና፣ ነጻን ን ኹሉ ዘሳትፍን እዩ፣ ንኹሉ ሰብ ክፉታት እዮም። ብ ኸምኡ ድማ ምስ ካልኦት ናይ ፖርት ተሳተፍቲ ትፋለጡ።
ካብ እቲ ናይ ስፖርታዊ ንጥፈታት ወጻኢ ዝኾነ ናይ ስፖርት መደባት እውን ብምስልሳል። ምስ ሓፈሻዊ ናብራን ኣነበራን ናይ ኣከባቢኹም ከም እትወሃሃዱ ንገብር!
እቲ ናይ ስፖርት መደባት፣ ፣ ማሕበራዊ ህይወት ናይ ከተማ ግሮኖብልን ከባቢኣን ከም እትወሃሃዱ ይገብረኩም፣ ሓደስቲ ሰባት ትላልዩ
እዞም ዝተፈላለዩ ስፖርታዊ ንጥፈታት ኣብ ኢዘር፡ ሳቮይን ሆት-ሳቮይን ይካየዱ። ነቲ ኽሊ ብዝያዳ ኽትረኽቦ ኣጋጣሚ ኽትረክብ ኢኻ።
ከመይ ንገብሮ?
- ንዝያዳ ሓበሬታ
- ን ምዝገባ '
- ብ ኢመይልና ርኸቡና: [email protected]
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ










