ኣገደቲ ሓበሬታ
ምስ ምስ UniR Universités & Réfugié.e.s
ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ
ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳB1, B2
ዋጋ
ብነጻ
ኣበይ ?
ምስታፍ ኣብ ናይ ዝርርብ ዎርክሾፕ
ምስ ዝተፈላለዩ ደረጃ ናይ ፈረንሳ ክእልት ክእለት ዘለዎ ሰባት፣ ምስ ሓደሽቲ ሰባት፣ ምእንቲ ትብዓት ክስምዖም ዝገብርዎ ዕላላት ምስታፍ።
መዓስ ? ኩሉ ሰሉስ ኣብ ካልኣይ ሰሙን ናይ ነፍሲወከፍ ወርሒ ካብ ሰዓታት 18h30 ክሳብ20h.
ኣበይ ? ኣብ Les Amarres, 24 Quai d'Austerlitz 75013 PARIS
ንምዝርራብ እዚ ዝስዕብ ግበሩ:
- ኣብዚ ብምጥዋቕ ተመዝገቡ ici
- ማእከላይ ዝኾነ ደረጃ ክእለት ፈረንሳ ክህልወኩም ኣለዎ (እዞም ዎርክሾፕ ን ጀመርቲ ዝምእምኡ ኣይኮኑን).
ንምንታይከ የዘገድስ?
ብ ደረጃ ምልልስ፣ ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ክዛረብሉ መታን ጽቡቕ ክስመዓኩም
ምሳኹም ሓቢሮም መጽናዕቲ ዘካይዱ ሰባት ምልልላይ፣ ዕድል ምፍጣር,
ርክብ ምስ ሓደርቲ ሰባት ፡ እሞ ኸኣ ኣብ ርጉእን ሓልዮትን ዝመልኦ ሃዋህው ደስ ዘብል ህሞታት ከተሕልፉ ክትክእሉ ኢኹም።
ከመይ ንገብሮ?
· ኣብዚ ጠውቑ ንምዝገባ ici
· ነዚ ፎርሙላምልእዎ (aussi ici : https://bit.ly/AteliersConversationUniR )
i ምፍላጡ ኣገዳሲ
: ኣብዚ ዝሳተፍ ሰብ ዝተለዝገበ ጥራይ እዩ
· ንዝኾነ ሕቶ በዚ ጸሓፉልና : [email protected]
ኣብ ላዕሊ ገጽ
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ









