ፋይል ናይ ሓበሬታ ርኸቡ
ካብ መንጎ 1124 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ውጽኢት ምድላይ
ምምሃር ኣብ ዩኒቨርሲቲ ዲጆን Dijon ፈረንሳ ተማሃሩ
ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ (DU) ምርካብ።

ስልጠናን ስራሕን ኣብ ዓውደ ህንጻ ንምርካብ
ገይክ በተፐ ቡርጎኝ ዝተባህለ መደብ (Geiq BTP Bourgogne) ኣብ ህዝባዊ ስራሓት ህንጻ ብምህናጽ ዝነጥፍ ትካል እዮ።

ምርካብ ደገፍ ንሞያዊ ፕሮጀክኹምን
ምፍራም ቅድሚ ስራሕ ምርካብካ ብበዓል ሞያ ክትድገፍ ውዕል ምትእስሳር መንእሰያት ተረባሕቲ ምዃን

ኣብ ህንጻዊ ስርሓት ስልጠናን ዝልጠናን ድራሕን ንምርካብ ክኣሉ
ኣብ ጽላት ህንጻ ዝርከባ ኩባንያታት ንምፍላጥ፡ ምምልማልን ምርኻብን ቀዋሚ ስራሕ ክህልወኩም ምስ እትደልዩ

ሓጋዝ ምርካብ ምስላጥ ኣብ ቤት ጽሕፈታት
ንጥፈታት መሳርሒ ( ድጋፍ ስራሕ ንምርካብ ከም ኡውን ተቀማጢ\ት ዜጋን ንሙኻን ፤ ምትእታው ናይ ስራሕ ሓገዝ ምርካብ ::
ብዛዕባ ናይ ኢንተግረሽን ፖሊሲ ሓሳባት ምግላጽ ።
ፖለቲካዊ ርእይቶኹም ንምግላጽ.

ምርካብ ደገፍ ኣብ ምድላይ ስራሕ
ንምርካብ ስራሕ ክትረክብ፡ ኣድላዪ ስጉምትታት ክትወስድን ናጻ ክትከውንን ዝሕግዝ ወርሓዊ ኣኼባ

ምርካብ ስራሕን መንበሪን ገዛን ኣብ la Haute-Saône
ንምርካብ ሓፈሻዊ ሓገዝ ናይ ፡ ሓባራዊ መሰላት፡ ምምሕዳራዊ፡ ኣባይትን ስራሕን...ወዘተ ንምርካብ ክትክእሉ

ምፍራም ብ ኢንተርኔት ወይ ኢ-ፎቶ
ምስኣል ብ ኢንተርኔት ወይ ኢ-ፎቶ ንወግዓዊ ሰነዳት ። ኣብ ኢንተርነት ንምስራሕን ንምጥቃምን ዝሕግዙ
ምኽፋት ኣብ ኣካውንት Étrangers en France (ANEF) ኣብ ኢንተርኔት
ምኽፋት ኣብ ኣካውንት ብኸመይ ከም ዝከኣል Étrangers en France መንበሪ ፍቓድ፡ ምሕታት ዜግነት ወዘተ መስርሕ ወዘተ ምጽፋፍ ምእንቲ ክትክእሉ ዘኽእል)
ምጥላብ ፣ ሕጋዊ ሰነድ ንምጥላብ ንመርዓ ወይ ንምጽማድ
ምጥላብ ፣ ሕጋዊ ሰነድ ንምጥላብ ንመርዓ ወይ ንምጽማድ ዝወሃብ ዝነበረ ሰነድ ተሪፉ እዩ እንተደኣኣ ስደተኛታት ኲይንኩም፣ ሰርቲኬት ኣየድልየኩም እዩ

ንምስላጥ መስርሕ ንምጥርናፍ ስድራቤት ንምግባር
ንምጥርናፍ ስድራቤንት ናብ ሃገረ ፈረንሳ ብሓባር ናይ ምኺኣን ድሌት ኣለኩም እንተኾይኑ? እነሀልኩም ኣጋባቡ
ምርካብ 'ካርት ሰጁኽ 'ወይ መንበሪ ካርድ
ምርካብ ሓበሬታ ፣ ፋይል ብከመይ ኣብ መወዳእታ' ካርት-ሰጁኽ' ንምርካብ ካብ ፕረፈክፉር (ANEF) ይሕብር እዩ።

ምርካብ ህጹጽ መጽለሊ ናብ 115 ብምድዋል
ምርካብ ህጹጽ መጽለሊ ምርካብ ህጹጽን ግዝያዊ መጽለሊ ብናጻ ንምርካብ ክትክእሉ ኢኹም
ምዝገባ ናብ ካፍ (CAF) ሓገዝ ንምርካብ
ምዝገባ La CAF ኣብ ዝተፈላለየ ክፋል ናይ ህይወት ዘለዉ ሰባት ካብ ብመግስቲ ዝመቓራሕ ገንዘብ እዩ። ስለዚ ካብኡ ንኽንረብሕ ብኸመይ ክንምዝገብ ንኽእል ዝሕብር እዩ።

ምርካብ ናይ ወጻእተኛታት ፓስፖርት ወይ ናይ መገሺ ካርድ
ምጥላብ ን 5 ዓመት ዘግልግል ፓስፖርት ናብ ወጻኢ ክንገሸሉ ንኽእል ፓስፖርት(TVR, TIV, TVA) ዝበሃሉ ዓይነታት ንምርካብ ::

ምሕዳስ ካርት ሰጁር ወይ መንበሪ ካርድ
መንበሪ ካርድኹም ምውዳቑ ግዜ ወይ ካብ መዓላ ወጻኢ ዝኾነሉ እዋን እንተቐሪቡ ኣብ (ANEF) ንምሕዳስሱ ኣብ ኦን ላይን ሕተቱ ንምሕዳሱ!

ንምርካብ ኣፍልጦ ኣቐዲዲሙ ንዝንበረኩም ዲፕሎም (ENIC-NARIC)ኤኒክ-ናሪክ
ኣብ ፈረንሳ ትምህርትኻ ዳግማይ ክትጅምር ወይ ስራሕ ንምርካብ ናይ ወጻኢ ዲፕሎማኻ ኣፍልጦ ክወሃበካ ግበር ENIC-NARIC ።
ምቅያር ምምርሒ ፍቃድ ምዝዋር መኪና
ምስላጥ መምርሒ ፍቃድ መኪና ናይ ወጻኢ ሃገር ፣ ናብ ናይ ሃገረ ፈረንሳ መምርሒ፣ ብኸመይ ከም ዝቕየር ምፍጣር።

ምሕታትን ንምርካብ ናይ RSA ሓገዝ
ምፍላጥ ኤረሳ እንታይ ማለት ምዃኑ ? መን ተጠቃሚ ክኽውን ይኽእል? ናብ ካፍ ብኸመይ መንገዲ ናተይ ፋይል ከብጽሕ ወይ ክሓትት ይኽእል ? ምሕባር

ምህላው ናይ ፈረንሳ ደረጃ ብቕዓት ምስክር ወረቐት
ምህላው ናይ ፈረንሳ እንተደኣ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ብቕዓትካ መርትዖ ዝኾነ ሰናድ ናይ (DELF, DALF, DILF, TCF, TEF...) ክህልወኩም ምስ እትደልዩ ዝጠቅም እዩ