ፋይል ናይ ሓበሬታ ርኸቡ
ካብ መንጎ 1124 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ውጽኢት ምድላይ
ምምሃር ኣብ ዩኒቨርሲቲ ዲጆን Dijon ፈረንሳ ተማሃሩ
ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ (DU) ምርካብ።

ስልጠናን ስራሕን ኣብ ዓውደ ህንጻ ንምርካብ
ገይክ በተፐ ቡርጎኝ ዝተባህለ መደብ (Geiq BTP Bourgogne) ኣብ ህዝባዊ ስራሓት ህንጻ ብምህናጽ ዝነጥፍ ትካል እዮ።

ኣብ ንኡስ ዕድመ ምስራሕ ምስ እትደልዩ
ናይ ንኡሳን ሰራሕተኛታታ ክሰርሕዎ ዝኽእሉ ሞያታት ምስኳዕ.

ንምርካብ መንበሪን ገዛን ማሕበራዊ ደገፍን ምእንቲ ክትክእሉ
ንምርካብ ን9 ወርሒ ዝኸውን መንበሪ ገዛን ኣብ ኩሉ መዳያት መዓልታዊ ህይወት ሓገዝን።

ኣብ ህንጻዊ ስርሓት ስልጠናን ዝልጠናን ድራሕን ንምርካብ ክኣሉ
ኣብ ጽላት ህንጻ ዝርከባ ኩባንያታት ንምፍላጥ፡ ምምልማልን ምርኻብን ቀዋሚ ስራሕ ክህልወኩም ምስ እትደልዩ

ናይ ምዝዋር መኪና ትምህርቲ ንምውሳድ ንሕግዝ
ናይ ምዝዋር መኪና ቀጥዒ ዝሕለፍ ገተና፣ ንምድላውን ብኸመይ ከም እትዝውር ኣስተምህሮ ንምሃብን ዝዓለም እዩ።

ብዛዕባ ናይ ኢንተግረሽን ፖሊሲ ሓሳባት ምግላጽ ።
ፖለቲካዊ ርእይቶኹም ንምግላጽ.

ናይ ቋንቋ ፈተና ኣብ TEF-IRN ንምሕላፍ
ናይ ቋንቋ ብቕትኩም ኣብ A1, A2 et B1 ንምምስካር

ስልጠና ፣ ከም ኣላዪ ሕሙማን ኲይንካ ምስራሕ
ምውሳድ ነጻ ስልጠና ውሰድ፣ ናይ ስራሕ ውዕል ምፍራምን ድጋፍ ይግበረልኩም ።

ብነጻ ናይ ምሕካም መሰል ንምሕላው
ከከም ኣታዊኹምን ፣ ናይ ስራሕ ኣታዊኹምን ዝምልከት ናይ ሕክምና ሓገዝ ንምርካብ

ኣብ ዓውደ-ሓርሻ ንምስራሕ ዘኽእል ስልጠና ንምርካብ
ምያዊ ኣፍልጦ ንምቕሳም፣ ስራሕ ንምርካብን፣ ዘኽእል ስልጠና ኣብ ዓውደ ሕርሻ፣ ብኸመይ ከም እትሳተፉ ንምሕባርን ንምስናይን

ናይ መናኣሰይ ካርድ ኣብ ጁራ ብምውናን
እዚ ካርድ ብ 8 ዩሮ ዝሓሰረ ኮይኑ ን ኣብ Bourgogne-Franche-Comté. ዝነብሩ ትሕቲ 30 ዓመት ንዘለዉ ሰባት ዝምልተክ እዩ

ተኣንገዱን ተዓጀቡን ወይ ተሓገዙን
ኣብ ግዝያዊ መንበሪ (ኣብ መንጎ 6 ወርሒ ክሳብ 1 ዓመት) ከምኡ’ውን ማሕበራዊ ደገፍ ንስድራቤታት ኣብ ዶለ Dôle

ምምሃር ብናጽነት ዘናብር ቋንቋ ፈረንሳ
ኣብ መዓልታዊ ህይወት ንምቕላል ደረጃ ኣፋውን ጽሑፋውን ንምምሕያሽ ዝወሃብ ኮርሳት ፈረንሳ

ምርካብ ሓገዝ ሓበሬታ ብዛዕባ ወረቐትን ባጀትን
ምርካብ ሓበሬታ ወረቓቕትን ባጀትን ፣ ብፍላት ኣብ ጁራ ንመሰላት ንምርካብ ዝግበር ደገፍ፣ ምሕደራ ባጀት፣ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ወዘተ

ምርካብ ስራሕን መንበሪን ገዛን ኣብ le Jura
ንምርካብ ሓፈሻዊ ሓገዝ ናይ ፡ ሓባራዊ መሰላት፡ ምምሕዳራዊ፡ ኣባይትን ስራሕን...ወዘተ ንምርካብ ክትክእሉ

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ
ናይ ጽሑፍን ምዝርራብን ኮርሳት ፈረንሳ፡ መዓልታዊን ሞያውን ህይወት፡ ዝህግዝ ናይ ትምህርቲ መደብ ምስ ዲፕሎሙ

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃሩ
ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ብደረጃ ምጽሓፍን ምንባብን (ንባብን ምጽሓፍን) ከምኡ’ውን A1፡ ኣብ ሰሙን ሰለስተ ግዜ ንምምሃር

ምስራሕ ከም ቆረጽቲ ኣእዋም ኣብ ናይ ኣትክልቲ ቦታ
ናይ ክፍለ ግዜ CDDI (ናይ ውሱን ግዜ ውህደት ውዕል)፣ ምስ ስራሕ፣ ስልጠናን ደገፍን ርኸቡ።

ፈተና ናይ DELF ንምድላውን ንምውሳድን ።
ስልጠና ኮርሳት ንፈተና DELF A2 ወይ B1 ንምውሳድ ድሉዋት ክኾኑ

ምርካብ ሓገዝ ኣብ ሞያውን ውልቃውን ፕሮጀክትኹም
ምእንቲ ካብ 16 ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኦም መንእሰያት ዝተመጣጠነ ደገፍ (ኣባይቲ፣ ስራሕ፣ ስልጠና ወዘተ)

ምውሳድ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ቀዳም
ምምሃር ቋንቋን ፈረንሳ ኣብ ቀዳም 3 ሰዓታት ትምህርቲ ቀዳም ናብ ደረጃ B1 ንምብጻሕ፡ ን TEF-IRN ወይ DELF B1 ምድላው

ምርካብ ስራሕ ኣብ ኣብ ኣከባብያዊ ድሕነት ማለት ምዕቃብ ኣከባቢ
ንምርካብ ስልጠናን ውህደትን ውዕል፡ ምፍላይን ምፍራስን ኦፕሬተር፡ መራሒ ፎርክሊፍት፡ መራሒ መኪና፡ ኣብ ሰሙን 35 ሰዓታት
