ፋይል ናይ ሓበሬታ ርኸቡ
ካብ መንጎ 1117 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ውጽኢት ምድላይ
ምምሃር ኣብ ዩኒቨርሲቲ ዲጆን Dijon ፈረንሳ ተማሃሩ
ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ (DU) ምርካብ።

ስልጠናን ስራሕን ኣብ ዓውደ ህንጻ ንምርካብ
ገይክ በተፐ ቡርጎኝ ዝተባህለ መደብ (Geiq BTP Bourgogne) ኣብ ህዝባዊ ስራሓት ህንጻ ብምህናጽ ዝነጥፍ ትካል እዮ።

ቋንቋ ፈረንሳ ምጽሓፍን ምንባብን ተማሃሩ
መሰረታዊ ፍልጠት (ፈረንሳ፡ ዲጂታል ወዘተ) ንምምሃር ነጻን ዝኽፈልን ስልጠና እዩ።

ሞያዊ ርድኢትን ስራሕ ሕርሻ ኣብ ፈረንሳ ንምህላው
ኩነታት ሕርሻ ናይ ዓድኹምን፣ ናይ ፈረንሳን ፣ ማለት ኣብ (ምፍራይ እንስሳታት፣ ኣእካል , ክንክን ንህቢ,ፍረታትን ...) ብምንጽጻር እስከ ኣውግዑና።

ጽቡቕ ኣቀባብላን ሓበሬታን ንኽትረኽቡ
ኣብ ሓደ ናይ መዓልቲ መጽንሒ ማእከል (ማሕበራዊ ቤት መግቢ ዘለዎ) ብምኻድ ካብ ህጹጽ መንበሪ ንኽትጥቀሙ ምስ እትደልዩ ዝሕግዘኩም እዩ።

ሞያ ንምምሃር ዝግበር ስልጠና
ኣብ 8 ሞያ፡ ጽባቐን ጸጉሪ ርእሲ፡ ምሻጥ ዕምበባታት፡ መካኒክ፡ እንዳ ባኒ፡ እንዳ ድኳን ፣ ፓስተን ኬክን ሰራሒ ፡ ብሓፈሳ ኣሻያጢ ወይ ኣሻያጢት ፡ ቤት ብልዒን ፡ እንዳ ስጋን እዩ

ግዝያዊ መጽለሊ ወይ መንበሪ ንምርካብ
ኣብ ኔቨርስ ኣብ ዝርከብ ንኣሽቱ ዘራሕተኛታት፣ ስቱድዮ ወይ ሓንቲ ግን ምልእቲ ክፍሊ ንምክራይ ይከኣል እዩ።
ኣብ ህንጻዊ ስርሓት ስልጠናን ዝልጠናን ድራሕን ንምርካብ ክኣሉ
ኣብ ጽላት ህንጻ ዝርከባ ኩባንያታት ንምፍላጥ፡ ምምልማልን ምርኻብን ቀዋሚ ስራሕ ክህልወኩም ምስ እትደልዩ

ብዛዕባ ናይ ኢንተግረሽን ፖሊሲ ሓሳባት ምግላጽ ።
ፖለቲካዊ ርእይቶኹም ንምግላጽ.

ምርካብ ስራሕን መንበሪን ገዛን ኣብ la Nièvre
ንምርካብ ሓፈሻዊ ሓገዝ ናይ ፡ ሓባራዊ መሰላት፡ ምምሕዳራዊ፡ ኣባይትን ስራሕን...ወዘተ ንምርካብ ክትክእሉ

ምርካብ ኣብ ፕሮጀክትታትኩም ደገፍ ይግበረልኩም
ምርካብ ሰብ ሞያ ካብ 16 ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኦም መንእሰያት ስልጠና፣ ስራሕ፣ መንበሪ ገዛ ወዘተ ንኽረኽቡ ይሕግዙ።

ምህላው መንበሪ ገዛ ንምርካብ ድጋፍ ይግበረልካኩም ምእንቲ።
ምርካብ ሓገዝ ንምሕታት መንበሪ ንምርካብ፣ ውልቃዊ ደገፍን መምርሕን፡ኣብ ምውህሃድ ምስናይ ምኽኣል

ምፍራም ብ ኢንተርኔት ወይ ኢ-ፎቶ
ምስኣል ብ ኢንተርኔት ወይ ኢ-ፎቶ ንወግዓዊ ሰነዳት ። ኣብ ኢንተርነት ንምስራሕን ንምጥቃምን ዝሕግዙ
ምኽፋት ኣብ ኣካውንት Étrangers en France (ANEF) ኣብ ኢንተርኔት
ምኽፋት ኣብ ኣካውንት ብኸመይ ከም ዝከኣል Étrangers en France መንበሪ ፍቓድ፡ ምሕታት ዜግነት ወዘተ መስርሕ ወዘተ ምጽፋፍ ምእንቲ ክትክእሉ ዘኽእል)
ምጥላብ ፣ ሕጋዊ ሰነድ ንምጥላብ ንመርዓ ወይ ንምጽማድ
ምጥላብ ፣ ሕጋዊ ሰነድ ንምጥላብ ንመርዓ ወይ ንምጽማድ ዝወሃብ ዝነበረ ሰነድ ተሪፉ እዩ እንተደኣኣ ስደተኛታት ኲይንኩም፣ ሰርቲኬት ኣየድልየኩም እዩ

ንምስላጥ መስርሕ ንምጥርናፍ ስድራቤት ንምግባር
ንምጥርናፍ ስድራቤንት ናብ ሃገረ ፈረንሳ ብሓባር ናይ ምኺኣን ድሌት ኣለኩም እንተኾይኑ? እነሀልኩም ኣጋባቡ
ምርካብ 'ካርት ሰጁኽ 'ወይ መንበሪ ካርድ
ምርካብ ሓበሬታ ፣ ፋይል ብከመይ ኣብ መወዳእታ' ካርት-ሰጁኽ' ንምርካብ ካብ ፕረፈክፉር (ANEF) ይሕብር እዩ።

ምርካብ ህጹጽ መጽለሊ ናብ 115 ብምድዋል
ምርካብ ህጹጽ መጽለሊ ምርካብ ህጹጽን ግዝያዊ መጽለሊ ብናጻ ንምርካብ ክትክእሉ ኢኹም
ምዝገባ ናብ ካፍ (CAF) ሓገዝ ንምርካብ
ምዝገባ La CAF ኣብ ዝተፈላለየ ክፋል ናይ ህይወት ዘለዉ ሰባት ካብ ብመግስቲ ዝመቓራሕ ገንዘብ እዩ። ስለዚ ካብኡ ንኽንረብሕ ብኸመይ ክንምዝገብ ንኽእል ዝሕብር እዩ።

ምርካብ ናይ ወጻእተኛታት ፓስፖርት ወይ ናይ መገሺ ካርድ
ምጥላብ ን 5 ዓመት ዘግልግል ፓስፖርት ናብ ወጻኢ ክንገሸሉ ንኽእል ፓስፖርት(TVR, TIV, TVA) ዝበሃሉ ዓይነታት ንምርካብ ::
