ፋይል ናይ ሓበሬታ ርኸቡ
ካብ መንጎ 1117 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ውጽኢት ምድላይ
ሞያ ስነ-ህንጻ ዲፕሎም ንምርካብ ምድላው
ብነጻን እናተኸፈለኩም እትስልጥንሉ ሞያ ህንጻ ከምኒ (ፕላምበር/መሃንድስ ናይ መውዓዪ ቤት፣ ኤሌክትሪሻንን) ዘጠቓለለ እዩ።

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ'université Paris (5ème)
ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ ከኣሉ።

ቋንቋ ፈረንሳ ምምሃር
ኢንተርነት ብምጥቓም ፣ቋንቋ ፈረንሳ ደረጃ ብቕዓትኩም ንምምዕባል ብዝተፈላለየ ኣፕሊኬሽን ብምሕጋዝ ኮርስ ምውሳድ።

ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሴንት ደኒስ Saint-Denis ፈረንሳ ተማሃሩ
ምምሃር ብ ደረጃ ዲፕሎም ኣብ ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ።

ኣብ ዞባ ኢል-ደ-ፍራንስ፣ ፓሪስን ከባቢኣን ኮርስ ድለዩ።
Réseau Alpha ኣልፋ ኣብ ኢል-ደ-ፍራንስ ዝካየድ ኮርሳትን ስልጠናን ፈረንሳ ዝገልጽ ካርታ የቕርብ።

ኣብ ዩኒቨርሲቲ Villetaneuse ቋንቋ ፈረንሳ ተመሃሩ
እንተደኣ ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ንምቕጻል ተደልዩ፣ ዲግሪ ምርካብ ይከኣል ምዃኑን ኣገባቡን ዝሕብር ሰነድ።

ክሳብ ደረጃ A2 ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃር
ናይ ፈረንሳ ዲፕሎማ ቤት ትምህርቲ ንዘይተመረቑ ስደተኛታትን ሓተትቲ ዑቕባን።

ኣብ ዩኒቨርሲቲ ፓሪስ ፈረንሳ ተማሃሩ (ክልል 16)
ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ።

ምርካብ መንበሪ ገዛ ካብ፣ ኢል-ደ-ፍራንስ ወጻኢ ኣብ ልዮነዝ lyonnaise ዝተባህለ
ምርካብ ሓገዝ ፣ ዞባ ንምቕያር፣ ስራሕን መንበሪን ንምርካብ ምሕጋዝ (ናብ ክፍልታት 15, 48, 36, 3, 49,76, 1

ምምሃር ናይ ቋንቋ ትምህርቲን ሓገዝን ኣሰናይነትን ምርካብ
ምርካብ ደገፍ፣ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ስራሕ ዓለምን ኣብ ማሕበራዊ ናብራ ምስ ትካላት ኣብ ምውህሃድ ናይ ሓገዝ ዘቕርቡ እዩ ።

ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃሩ
ፈረንሳ ንምምሃር ሓያሎ ስልጠናታት፡ ከከም ድሌትካ (ንስራሕ፡ ባህሊ ንምርዳእ ወዘተ)

ኣብ ዩኒቨርሲቲ ፓሪስ ፈረንሳ ተማሃሩ (ዞባ ወይ ክልል 16)
ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ ምእንቲ ክኽእሉ።

ስራሕን ስልጠናን ንምርካብ ምሕጋዝ
ሓድ መደብ ናይ 6 ኣዋርሕ ን ምርካብ ዝራሕ ወይ ስልጠና ፣ ምሃብን ኣብ ፈተንሳ ንሓፈሳ ኣብ ዓውደ ስራሕ ዘሎ ባህርያት ከም ዝጽናዕ ምግባርን

ኣብ ዩኒቨርሲቲ Nanterre ናንተ ቋንቋ ፈረንሳ (ደረጃ B1) ተማሃሩ
ኣብዚ መደብ ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ።

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ዩኒቨርሲቲ l'université à Paris (5ème)
ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ።

ምርካብ ሓገዝ ኣብ ምስላጥ ናይ ቤትጽሕፈት ጉዳይ ዝኸውን
ምርካብ ሓገዝ መንበሪ ገዛን ምምሕዳራዊ ኣሰራርሓን ፣ ዝነጥፍ ማሕበር Rendez-vous carte de séjour, CAF, France Travail,

ኣብ ዩኒቨርሲቲ Nanterre ናንተክ ቋንቋ ፈረንሳ (ደረጃ B2) ተማሃሩ
እዚ መደብ ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ ይሕግዝ።

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ዩኒቨርሲቲ ኣብ ፓሪስ (7 ምምሓዳር)
ምርካብ ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ ዘኽእል መአብ እዩ።

ምምሃር ቋንቋ ኣብ ዩኒቨርሲቲ Paris (13ème)
ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ ምእንቲ ክትክእሉ ።

ሌላ ምስ ሕብረተ ሰብ ፈርንሳ
ምስ ደቂ ሰባት ሌላ ምርኻብን ቋንቋ ፈረንሳ ምግባር ምድህሳስን

ምድላው ንዲፕሎማ ኣሰልጣኒ ስፖርት ዝግበር ስልጠና
ምርካብ ዕድል ንምስልጣን ብ ዲፕሎማ ምሉእ መደብ ምድላው ንኣሰልጣኒ ስፖርት፡ መምህር ወይ ኣሰልጣኒ ስፖርት ዲፕሎማ።

ምምሃር Champs-sur-Marne ትምህርቲ ምህንድስና
ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ድልድል ስልጠና ግበር።

ንምስራሕ ኣብ ስነ-ጥበባዊ ስርሓት ንምስራሕ ስልጠና ርኸቡ
ኣብ ፈረንሳ ኣብ ስልማት ፡ ስፌት ወይ ጥልፊ ስራሕ ንምቕጻል ክእለትካ ኣበራብሩ ምእንቲ ን ስራሕ ኣብ ዘውህበኩም ምእንቲ ክኸውን

ምርካብ ዕድል ንምርካብ ትምህርቲ
ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ትምህርቲ ንምቅጻል ብውልቃዊ\ት ነዚ ዕድል ተጠቀምቲ ሙኻን ::
