ፋይል ናይ ሓበሬታ ርኸቡ
ካብ መንጎ 1108 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ውጽኢት ምድላይ
ምህላው ናይ ፈረንሳ ደረጃ ብቕዓት ምስክር ወረቐት
ምህላው ናይ ፈረንሳ እንተደኣ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ብቕዓትካ መርትዖ ዝኾነ ሰናድ ናይ (DELF, DALF, DILF, TCF, TEF...) ክህልወኩም ምስ እትደልዩ ዝጠቅም እዩ
ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ
ቤት ትምህርቲ ጂ ኣር ኤስ ፣ ንሓደሽቲ ንስደተኛታትን ከምኡ’ውን ናይ ዑቕባ ዝወሰዱን ብነጻ ትምህርቲቋንቋ ፈረንሳ የቅርብ፤፣

ቋንቋ ፈረንሳ ምምሃር
ኢንተርነት ብምጥቓም ፣ቋንቋ ፈረንሳ ደረጃ ብቕዓትኩም ንምምዕባል ብዝተፈላለየ ኣፕሊኬሽን ብምሕጋዝ ኮርስ ምውሳድ።

ኣብ ዞባ ኢል-ደ-ፍራንስ፣ ፓሪስን ከባቢኣን ኮርስ ድለዩ።
Réseau Alpha ኣልፋ ኣብ ኢል-ደ-ፍራንስ ዝካየድ ኮርሳትን ስልጠናን ፈረንሳ ዝገልጽ ካርታ የቕርብ።

ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ኦን ላይን ብቐጥታ ምምሃር
ስልጠና ቋንቋ ፈረንሳ፣ ኣብ ኦን ላይን ንምምሃር ወይ'ውን ፣ ልዑል ክእለት ናይ ቋንቋ ክእለት ንምምላኽ

ብቕዓት ቋንቋ ደረጃ A2 ፈተና ንምሕላፍ
ቋንቋ ፈረንሳ ን ምምሃር / ናይ ደረጃ A2 / ቋንቋ ፈተና / DFL / ናይ ቋንቋ መጽናዕቲ

ምርካብ ስልጠናን ምምሕያሽን ምምዕባልን ደረጃ ክእለትኩም ቋንቋ ፈረንሳ
ቋንቋ ፈረንሳ ፣ ንምምሕያሽ ምእንቲ ክትክእሉ ፣ ወለንተኛታትና፣ ኣብ ምምሃርርኩም ምስልጣንኩምን ክሳተፉ ድልዋት እዮም
ናይ ምዝዋር መኪና ንኮድ ናይ መገዲ ፈረንሳ ተማሃሩ
ትምህርቲ ፈረንሳ ስነ-ቓላት ናይ መገዲ ኮድ ንምርዳእን ፍቓድ ምዝዋር መኪና ምስ ቤት ትምህርቲ ምዝዋር መኪና ንምሕላፍን

ባዓላዊ ኢንተግረሽን (ውህደት ምስ ሕብረተሰብ) ምጥጣሕ፣
ንወጻእታኛታታ፣ ምስ ፈረንሳ ዝገብርዎ ምውህሃድ ምድጋፍን ምስናይን

ክሳብ ደረጃ A2 ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃር
ናይ ፈረንሳ ዲፕሎማ ቤት ትምህርቲ ንዘይተመረቑ ስደተኛታትን ሓተትቲ ዑቕባን።

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ከተማ ዲጆን
ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ንምምሃር ኣብ ንጥፈታት ምስታፍ ኣብ ከባቢና ዘሎ ዝያዳ ብዝበለጸ ምርዳኣን ምኽኣል ኣብ ዲጆን

ምውሳድ ኮርስ ደረጃ A2 ወይ B1 ብፈረንሳ ቋንቋ ፈረንሳ
ምርካብ ዕድል ንምምሕያሽ ቋንቋ ፈረንሳ ደረጃ A2 ወይ B1 ንኽህልወካ ፈረንሳኻ ኣመሓይሽ እሞ DELF ምውሳድ ክትክእሉ

ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃሩ
ፈረንሳ ንምምሃር ሓያሎ ስልጠናታት፡ ከከም ድሌትካ (ንስራሕ፡ ባህሊ ንምርዳእ ወዘተ)

ምጽናዕ ቋንቋ ፈረንሳ ንምስራሕ ኣብ ፓሪስ
ንምርካብ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ስደተኛ (16-25ዓመት) መንእሰያት ናብ DELF ሰርትፍኬት ዘውህብ ስልጠና

ገምግም ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ንምግባር
ምፍላጥ ኣብ ፓሪስ ዝሰማማዓኩም ኮርስ ንምርካብ ደረጃ ፈረንሳ

ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃሩ
ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳን ከምኡን ውን ደገፍን ወይ ሓገዝ ኣብ ምስ መዓልታዊ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ዘድልዪ ነገራት ብነጻ ኣገልግሎት ይህብ።

ስልጠና ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ኦቨርገነ ሮነ ኣልፕ Auvergne-Rhône-Alpes
PARLERA.FRሓደ ናይ መሰረታዊ ቋንቋ ፈረንሳ ዝህቡ ብቑዓት፣ ማሕበራት ዝርዝር ዝህብ እዩ ።

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ፓሪስ
ምርካብ ኣብ ቋንቋ ፈረንሳ ብቕልጡፍ ናጻ ክትከውን ኣብ ሰሙን 9 ሰዓታት ትምህርቲ ፈረንሳ ንምርካብ

ምውሳድ ኮርስ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ
ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ምስ ንኣሽቱ ጉጅለ ብምዃን

ቋንቋ ፈረንሳ (ካብ A1 ክሳብ B2) ምምሃር
ትምህርቲ ናይ FLE (ቋንቋ ፈረንሳ ን ወጻእተኛታት ) ብነጻ ኣብ ማእከል CAPSኣብ ኣሚያ Amiens.

እዚ ፋይል'ዚ እውን የገድሰኩም ይኸውን'ዩ
ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ብ ኦን ላይን
ምምሃር ቋንቋ ምስ Vivre en France A1 ወይ A2ወይ B1 ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ምስ - Vivre en France - ደረጃ A1 ወይ A2 ወይ B1

ምሕላፍ ኣብ ወግዓዊ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ምስክር ምርካብ
DELF ወይ TCF ብምሕላፍ ወግዓዊ ዲፕሎማ ምርካብ

ምምሃርን ምምዕባልን ቋንቋ ፈረንሳ
ሳላ ራድዮ ኤኽ ኤፍ ኢ ፣ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ምኹስካስን ምምሃርን

ቋንቋ ፈረንሳ መዝገበ ቃላት ኣብ ኣፕሊኬሽን ንምጽናዕ፣
እዚ ናይ FACT ኣፕሊኬሽን ፣ ንስራሕ ዝጠቕም ናይ መዝገበበ ቃላት ናይ 8 ሃገራት ትርጉም ዝሓዘ እዩ።

ምምሃር ፈረንሳ ብኢንተርነት ተማሃሩ።
ካብ ስማርትፎንካ፡ ኮምፒተርካ ወይ ጣብላኻ፡ ፈረንሳ ብቐሊል መንገዲ ተማሃር።

ምምሃር ሞያዊ ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ኢንተርነት
ናይ ኦንላይን ናይ ፈረንሳ ኮርሳት ን: ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት ምግባር፣ መመልከቲ ምልኣኽ...
