ፋይል ናይ ሓበሬታ ርኸቡ
ካብ መንጎ 1117 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ውጽኢት ምድላይ
ምህላው ናይ ፈረንሳ ደረጃ ብቕዓት ምስክር ወረቐት
ምህላው ናይ ፈረንሳ እንተደኣ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ብቕዓትካ መርትዖ ዝኾነ ሰናድ ናይ (DELF, DALF, DILF, TCF, TEF...) ክህልወኩም ምስ እትደልዩ ዝጠቅም እዩ
ኣብ ዞባ ኢል-ደ-ፍራንስ፣ ፓሪስን ከባቢኣን ኮርስ ድለዩ።
Réseau Alpha ኣልፋ ኣብ ኢል-ደ-ፍራንስ ዝካየድ ኮርሳትን ስልጠናን ፈረንሳ ዝገልጽ ካርታ የቕርብ።

ክሳብ ደረጃ A2 ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃር
ናይ ፈረንሳ ዲፕሎማ ቤት ትምህርቲ ንዘይተመረቑ ስደተኛታትን ሓተትቲ ዑቕባን።

ቋንቋ ፈረንሳ መዝገበ ቃላት ኣብ ኣፕሊኬሽን ንምጽናዕ፣
እዚ ናይ FACT ኣፕሊኬሽን ፣ ንስራሕ ዝጠቕም ናይ መዝገበበ ቃላት ናይ 8 ሃገራት ትርጉም ዝሓዘ እዩ።

ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃሩ
ፈረንሳ ንምምሃር ሓያሎ ስልጠናታት፡ ከከም ድሌትካ (ንስራሕ፡ ባህሊ ንምርዳእ ወዘተ)

ምምሃር ሞያዊ ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ኢንተርነት
ናይ ኦንላይን ናይ ፈረንሳ ኮርሳት ን: ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት ምግባር፣ መመልከቲ ምልኣኽ...

ፈረንሳ ተማሃር
ኣብ ሓደ ናይ ቋንቋ ስልጠና ማእከል ንሱ እውን ወግዓዊ ማእከል ፈተና ዝኾነ ቋንቋ ፈረንሳኻ ኣመሓይሽ።
ስልጠና ብቋንቋ ፈረንሳን ኣብ ሞያ ንግዲን
ንምስራሕ ኣብ ጽላት ሕርሻ ክትሰርሕ ስልጠና፡ ፈረንሳዊ ቋንቋ እናመሓየሽካ ዝወሃብ ስልጠና ንምርካብ ።

ቋንቋ ፈረንሳ ምንባብን ምዝራብን ምክኣል፣
ምስ ሕብረተሰብ ፈረንሳን ናይ ስራሕ ዓለም ኣብ ሃገረ ፈረንሳ ከመይ ምዃኑ ምፍላጥን ዝዓለመ መደብ፣

ኣብ ናይ ኮምፑተር ቴክኖሎጂ ዝጠቕሙ ቓላት ንምፍላጥ
ናይ ቋንቋ ትምህርቲ ኣብ Marseille ምምሕያሽ ምብጋስ

ምምሃር ን ሞያ ዝኸውን ቋንቋ ፈረንሳ
ምርካብ ትምህርቲ ሓፈሻዊ ትምህርቲ ን ጀመርቲ፣:ቋንቋ ፈረንሳ፣ኢንተርኔት፣ውልቃዊ ወይ መደብ ፕሮጀክትን

ምምሃር ንስራሕ ዝኸውን ቋንቋ ፈረንሳ
ፈረንሳ ተማሂርካ ሞያዊ ፕሮጀክት ምህናጽ ስራሕ ንምርካብ የኽእል

ምምሃር ቋንቋ ኣብ ጽላት ናይ ሆቴል ቤት መግቢ ንምስራሕ
ንምርካብ ኣብ ምስራሕን ፈረንሳዊ ስልጠና ኣብ ኢንዱስትሪ ሆቴልን ቤት መግብን ንምስራሕ ምስእትደልዩ

ንስራሕ ዝኸውን ቋንቋ ፈረንሳ (ደረጃ A2) ምብጻሕ ምስ እትደልዩ
ደረጃ A2 ብ ቃልን እንተላይ ብጽሑፍ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ንምርካብ ናይ 120 ሰዓታት ኮርስ ።

ምምሕያሽ ምምሃር ስራሕ ዘርክብ ስልጠና ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ምሽያጥ
ምርካብ ስልጠና ናይ ቋንቋን ዲጂታላዊ ፣ ን ምርካብ ዝራሕ ዝዓለም ደገፍ ምሃብ ።

ምምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ሞያዊ ውህደት ምስ ሕብረተሰ ሓገዝ ምህላውን
ምምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ሞያዊ ውህደት ምስ ሕብረተሰ ሓገዝ ምህላውን ኣብ መወዳእታ ብዲፕሎማ ዝተረጋገጸ

ን ማሕበራዊ ናብራ ዝጠቕም ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርስ ንምውሳድ
ናይ ስልጠና መደብ ፣ኣብ ዙርያ ናይ ምእላይይ ዓበይቲን ምሓዝ ቆልዑን ዝጠቅም ናይ ቋንቋ ስልጠና ምውሳድ

እዚ ፋይል'ዚ እውን የገድሰኩም ይኸውን'ዩ
ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ
ቤት ትምህርቲ ጂ ኣር ኤስ ፣ ንሓደሽቲ ንስደተኛታትን ከምኡ’ውን ናይ ዑቕባ ዝወሰዱን ብነጻ ትምህርቲቋንቋ ፈረንሳ የቅርብ፤፣

ቋንቋ ፈረንሳ ምምሃር
ኢንተርነት ብምጥቓም ፣ቋንቋ ፈረንሳ ደረጃ ብቕዓትኩም ንምምዕባል ብዝተፈላለየ ኣፕሊኬሽን ብምሕጋዝ ኮርስ ምውሳድ።

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ብ ኦን ላይን
ምምሃር ቋንቋ ምስ Vivre en France A1 ወይ A2ወይ B1 ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ምስ - Vivre en France - ደረጃ A1 ወይ A2 ወይ B1

ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ኦን ላይን ብቐጥታ ምምሃር
ስልጠና ቋንቋ ፈረንሳ፣ ኣብ ኦን ላይን ንምምሃር ወይ'ውን ፣ ልዑል ክእለት ናይ ቋንቋ ክእለት ንምምላኽ

ብቕዓት ቋንቋ ደረጃ A2 ፈተና ንምሕላፍ
ቋንቋ ፈረንሳ ን ምምሃር / ናይ ደረጃ A2 / ቋንቋ ፈተና / DFL / ናይ ቋንቋ መጽናዕቲ

ምርካብ ስልጠናን ምምሕያሽን ምምዕባልን ደረጃ ክእለትኩም ቋንቋ ፈረንሳ
ቋንቋ ፈረንሳ ፣ ንምምሕያሽ ምእንቲ ክትክእሉ ፣ ወለንተኛታትና፣ ኣብ ምምሃርርኩም ምስልጣንኩምን ክሳተፉ ድልዋት እዮም
ምሕላፍ ኣብ ወግዓዊ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ምስክር ምርካብ
DELF ወይ TCF ብምሕላፍ ወግዓዊ ዲፕሎማ ምርካብ
