ፋይል ናይ ሓበሬታ ርኸቡ
ካብ መንጎ 1117 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ውጽኢት ምድላይ
ምህላው ናይ ፈረንሳ ደረጃ ብቕዓት ምስክር ወረቐት
ምህላው ናይ ፈረንሳ እንተደኣ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ብቕዓትካ መርትዖ ዝኾነ ሰናድ ናይ (DELF, DALF, DILF, TCF, TEF...) ክህልወኩም ምስ እትደልዩ ዝጠቅም እዩ
ኣብ ዞባ ኢል-ደ-ፍራንስ፣ ፓሪስን ከባቢኣን ኮርስ ድለዩ።
Réseau Alpha ኣልፋ ኣብ ኢል-ደ-ፍራንስ ዝካየድ ኮርሳትን ስልጠናን ፈረንሳ ዝገልጽ ካርታ የቕርብ።

ገምግም ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ንምግባር
ምፍላጥ ኣብ ፓሪስ ዝሰማማዓኩም ኮርስ ንምርካብ ደረጃ ፈረንሳ

ምፍታን ፈትና ብቅዓት ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ
ምርካብ ገምጋም ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳይ ንምፍላጥ ፈተና ብነጻ ብምግባር ነዚ ዕድል ተጠቐም፤ ተወሳኺ ውልቃዊ ምኽሪን ምርካብን።

ምውሳድ ጽዑቕ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርስ
ምርካብ ኣብ ሰሙን 20 ሰዓታት ትምህርቲ ፈረንሳ + ንጥፈታት ኣብ ዩኒቨርሲቲ Jean Monnet à Saint-Etienne ጂን ሞኔት ኣብ ሴንት-ኢቲየን።

ስልጠና ቋንቋ ረፈንሳ ምርካብ
እቲ ደረጃ ምግምጋምን፣ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ስልተና ዕድል ምርካብን እዚ ኹሉ ብሳላ ALF Auvergne

ኣብ ማኽሰይ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ስልጠና ንምርካብ
ምግምጋም ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ገምግም እሞ ናይ ፈረንሳ ኮርሳት ንምርካብ ሓገዝ ምርካብን ዘጠቓለለ

ምምሃር ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ Lyon ንሊዮን ምፍላጥን
ምስ ፈረንሳን ባህልን ምምሃር ጀምር፣ ሰፈርን ምስቲ ከባቢ ምፍላጥን፣ ናጽነት ምርካብ

ቋንቋ ፈረንሳ ምምሃር
ዝተፈላለዩ ደረጃታት መለክዒታት ናይ ቋንቋ (A1, A2 ን B1) ሰርቲፊኬት እትሕዝሉ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ስልጠና ንምስታፍ

ምምሃር ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ዞባ ቫር ( le Var)፣
እዚ ኣ በ ሰ ደ ኤፍ ኤል አ (ABCD.FLE) ዝተባህለ መደብ፥ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ብቕዓትኩም መዚኑ፥ ምስቲ ሕጂ ዘለኩም ብቕዓት ዝሰማማዕን ዝኸይድን ዝተመጣጠነ፥ ንመጻኢ ክትወስድዎን ክእለት ቋንቋ ፈረንሳ ከተመሓይሽሉ ዘኽእለኩም ስልጠናን ትምህርትን ኣብ ምሃብ ዝሕግዘኩም መደባት ኣለዎ።

ምርካብ ደረጃኹም ዝመጣጠን ናይ ቋንቋ ትምህርቲ
ምርካብ ደረጃኹም ዝመጣጠን ናይ ፈለማ ዘለኩም ደረጃ ቋንቋ ዝግምግም መርመራ ድሕሪ ምግባር ምፍላጥ

ትምህርቲ ፈረንሳ ውሰዱ
ንኹሉ ደረጃታት ዝኸውን ትምህርቲ ካብ ሰዓት 18 ጀሚሩ ቋንቋን ባህልን ፈረንሳ ንምምሃር

ቋንቋ ፈረንሳ ምምሃር ኣብ (ኩሉ ደረጃታት)
ምቕባል፡ ገምጋም፡ መርመራን ምምሃርን ቋንቋ ፈረንሳ ንወጻእተኛታት።

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ብደረጃ B1
ኣብ ሰሙን 7h30 ሰዓታት ናይ ፈረንሳ ትምህርቲ፡ ንኹሉ ክፉት፡ ምስ ናይ ጉጅለ ንጥፈታትን ውልቃዊ ደገፍን።

ምርካብ ኮርስ ቋንቋ ፈረንሳ
ንነበርቲ ሊዮን ዝኸውን ናይ ፈረንሳ ኮርሳት ንምርካብ ሓበሬታ 1ይ/2ይ/4ይ ዝኽውን ሓበሬታ

ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርስ ንምውሳድ
ሓገዝ ኣብ ስልጠና -ምኽሪን ሓበሬታንን ኣብ ልዮንን ኣከባቢኣን

ምብጻሕ ደረጃ B1 ምብጻሕ
ትምህርቲ ቋንቋ 2 ወርሕን ፈረቓን ናይ ፈረንሳ ኮርስ (17.5 ሰዓታት ኣብ ሰሙን) ደረጃ B1 ኣብ ፖይቲየስ ምስ OFII

ምምሃር ንስራሕ ዝኸውን ቋንቋ ፈረንሳ
ቋንቋ ሞያዊ ኮርሳት ፈረንሳን ምድላው DELF/DILFን።

ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ደረጃኹም ንምፍላጥ
ናይ ፈረንሳዊ ቋንቋ ንምፍላጥ ዝግበር ገምጋም ምግሃድ ከም ዝከኣል ንምሕባር።

እዚ ፋይል'ዚ እውን የገድሰኩም ይኸውን'ዩ
ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ
ቤት ትምህርቲ ጂ ኣር ኤስ ፣ ንሓደሽቲ ንስደተኛታትን ከምኡ’ውን ናይ ዑቕባ ዝወሰዱን ብነጻ ትምህርቲቋንቋ ፈረንሳ የቅርብ፤፣

ቋንቋ ፈረንሳ ምምሃር
ኢንተርነት ብምጥቓም ፣ቋንቋ ፈረንሳ ደረጃ ብቕዓትኩም ንምምዕባል ብዝተፈላለየ ኣፕሊኬሽን ብምሕጋዝ ኮርስ ምውሳድ።

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ብ ኦን ላይን
ምምሃር ቋንቋ ምስ Vivre en France A1 ወይ A2ወይ B1 ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ምስ - Vivre en France - ደረጃ A1 ወይ A2 ወይ B1

ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ኦን ላይን ብቐጥታ ምምሃር
ስልጠና ቋንቋ ፈረንሳ፣ ኣብ ኦን ላይን ንምምሃር ወይ'ውን ፣ ልዑል ክእለት ናይ ቋንቋ ክእለት ንምምላኽ

ብቕዓት ቋንቋ ደረጃ A2 ፈተና ንምሕላፍ
ቋንቋ ፈረንሳ ን ምምሃር / ናይ ደረጃ A2 / ቋንቋ ፈተና / DFL / ናይ ቋንቋ መጽናዕቲ

ምርካብ ስልጠናን ምምሕያሽን ምምዕባልን ደረጃ ክእለትኩም ቋንቋ ፈረንሳ
ቋንቋ ፈረንሳ ፣ ንምምሕያሽ ምእንቲ ክትክእሉ ፣ ወለንተኛታትና፣ ኣብ ምምሃርርኩም ምስልጣንኩምን ክሳተፉ ድልዋት እዮም