ፋይል ናይ ሓበሬታ ርኸቡ
ካብ መንጎ 1109 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ውጽኢት ምድላይ
ቋንቋ ፈረንሳ ምምሃር
ኢንተርነት ብምጥቓም ፣ቋንቋ ፈረንሳ ደረጃ ብቕዓትኩም ንምምዕባል ብዝተፈላለየ ኣፕሊኬሽን ብምሕጋዝ ኮርስ ምውሳድ።

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ብ ኦን ላይን
ምምሃር ቋንቋ ምስ Vivre en France A1 ወይ A2ወይ B1 ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ምስ - Vivre en France - ደረጃ A1 ወይ A2 ወይ B1

ኣብ ዞባ ኢል-ደ-ፍራንስ፣ ፓሪስን ከባቢኣን ኮርስ ድለዩ።
Réseau Alpha ኣልፋ ኣብ ኢል-ደ-ፍራንስ ዝካየድ ኮርሳትን ስልጠናን ፈረንሳ ዝገልጽ ካርታ የቕርብ።

ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ኦን ላይን ብቐጥታ ምምሃር
ስልጠና ቋንቋ ፈረንሳ፣ ኣብ ኦን ላይን ንምምሃር ወይ'ውን ፣ ልዑል ክእለት ናይ ቋንቋ ክእለት ንምምላኽ

ምምሃርን ምምዕባልን ቋንቋ ፈረንሳ
ሳላ ራድዮ ኤኽ ኤፍ ኢ ፣ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ምኹስካስን ምምሃርን

ምምሃር ፈረንሳ ብኢንተርነት ተማሃሩ።
ካብ ስማርትፎንካ፡ ኮምፒተርካ ወይ ጣብላኻ፡ ፈረንሳ ብቐሊል መንገዲ ተማሃር።

ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃሩ
ፈረንሳ ንምምሃር ሓያሎ ስልጠናታት፡ ከከም ድሌትካ (ንስራሕ፡ ባህሊ ንምርዳእ ወዘተ)

ምምሃር ሞያዊ ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ኢንተርነት
ናይ ኦንላይን ናይ ፈረንሳ ኮርሳት ን: ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት ምግባር፣ መመልከቲ ምልኣኽ...

ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃሩ
ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳን ከምኡን ውን ደገፍን ወይ ሓገዝ ኣብ ምስ መዓልታዊ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ዘድልዪ ነገራት ብነጻ ኣገልግሎት ይህብ።

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ፓሪስ
ምርካብ ኣብ ቋንቋ ፈረንሳ ብቕልጡፍ ናጻ ክትከውን ኣብ ሰሙን 9 ሰዓታት ትምህርቲ ፈረንሳ ንምርካብ

ቋንቋ ፈረንሳ ምጽሓፍን ምንባብን ተማሃሩ
መሰረታዊ ፍልጠት (ፈረንሳ፡ ዲጂታል ወዘተ) ንምምሃር ነጻን ዝኽፈልን ስልጠና እዩ።

ምስትምሃር ዲጂታል፣ ብቋንቋ ፈረንሳ ብ ማሕበራዊ ደገፍ እናረኸብኩም
ምርካብ እቲ 150 ሰዓታት ስልጠና ብቋንቋ ፈረንሳን ዲጂታልን መዓልታዊ ናጻ ክትከውን እነሆ።

ምውሳድ ጽዑቕ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርስ
ምርካብ ኣብ ሰሙን 20 ሰዓታት ትምህርቲ ፈረንሳ + ንጥፈታት ኣብ ዩኒቨርሲቲ Jean Monnet à Saint-Etienne ጂን ሞኔት ኣብ ሴንት-ኢቲየን።

ቋንቋ ፈረንሳ ንምጽናዕ
ማሕበር ቀይሕ መስቀል ፣ ብ ኣብ ከተማ ካሌስ ን ስደተኛታት ይ ቋንቋ ፈረንሳ ትምህርቲ ብነጻ ንህብ .

ምምሃር ቋንቋ ትምህርቲ ፈረንሳ ናብ ደረጃ A2 ንምብጻሕ
ምምሃር ቋንቋ ትምህርቲ ፈረንሳ ናብ ደረጃ A2 ንምብጻሕ 100 ሰዓታት ሳዕስዒትን ትያትርን ብቐሊሉ ብፈረንሳ ንምርድዳእ

ፈረንሳ ንመሃር ምስ ወለንተኛታት
ትምህርቲ ፈረንሳ ብወለንተኛታት ክወሃብ ይግበር። ንኹሉ ደረጃታት።

ትምህርቲ ፈረንሳ ውሰዱ
ንኹሉ ደረጃታት ዝኸውን ትምህርቲ ካብ ሰዓት 18 ጀሚሩ ቋንቋን ባህልን ፈረንሳ ንምምሃር

ቋንቋ ፈረንሳ ምምሃር ኣብ (ኩሉ ደረጃታት)
ምቕባል፡ ገምጋም፡ መርመራን ምምሃርን ቋንቋ ፈረንሳ ንወጻእተኛታት።

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ብደረጃ B1
ኣብ ሰሙን 7h30 ሰዓታት ናይ ፈረንሳ ትምህርቲ፡ ንኹሉ ክፉት፡ ምስ ናይ ጉጅለ ንጥፈታትን ውልቃዊ ደገፍን።

እዚ ፋይል'ዚ እውን የገድሰኩም ይኸውን'ዩ
ምህላው ናይ ፈረንሳ ደረጃ ብቕዓት ምስክር ወረቐት
ምህላው ናይ ፈረንሳ እንተደኣ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ብቕዓትካ መርትዖ ዝኾነ ሰናድ ናይ (DELF, DALF, DILF, TCF, TEF...) ክህልወኩም ምስ እትደልዩ ዝጠቅም እዩ
ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ
ቤት ትምህርቲ ጂ ኣር ኤስ ፣ ንሓደሽቲ ንስደተኛታትን ከምኡ’ውን ናይ ዑቕባ ዝወሰዱን ብነጻ ትምህርቲቋንቋ ፈረንሳ የቅርብ፤፣

ብቕዓት ቋንቋ ደረጃ A2 ፈተና ንምሕላፍ
ቋንቋ ፈረንሳ ን ምምሃር / ናይ ደረጃ A2 / ቋንቋ ፈተና / DFL / ናይ ቋንቋ መጽናዕቲ

ምርካብ ስልጠናን ምምሕያሽን ምምዕባልን ደረጃ ክእለትኩም ቋንቋ ፈረንሳ
ቋንቋ ፈረንሳ ፣ ንምምሕያሽ ምእንቲ ክትክእሉ ፣ ወለንተኛታትና፣ ኣብ ምምሃርርኩም ምስልጣንኩምን ክሳተፉ ድልዋት እዮም
ምሕላፍ ኣብ ወግዓዊ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ምስክር ምርካብ
DELF ወይ TCF ብምሕላፍ ወግዓዊ ዲፕሎማ ምርካብ

ናይ ምዝዋር መኪና ንኮድ ናይ መገዲ ፈረንሳ ተማሃሩ
ትምህርቲ ፈረንሳ ስነ-ቓላት ናይ መገዲ ኮድ ንምርዳእን ፍቓድ ምዝዋር መኪና ምስ ቤት ትምህርቲ ምዝዋር መኪና ንምሕላፍን

ባዓላዊ ኢንተግረሽን (ውህደት ምስ ሕብረተሰብ) ምጥጣሕ፣
ንወጻእታኛታታ፣ ምስ ፈረንሳ ዝገብርዎ ምውህሃድ ምድጋፍን ምስናይን
