ፋይል ናይ ሓበሬታ ርኸቡ
ካብ መንጎ 1109 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ውጽኢት ምድላይ
ምርካብ ዕድል ን ምምሃር ፣ ንመኪና መምርሒ ፍቓድ ናይ ቃል ፈተና
ምርካብ ዕድል ንምምሃር ምምሃር ናይ ክልተ ሚእቲ 200 ሰዓት ቋንቋ ፈረንሳ ምምሕያሽን ምምሃር ሕጊ ምምራሕ መኪናን፣

ምምሃር ሕጊ ምምራሕ መኪና ኮድ ተመሃሩ
እዚ ናይ ክልተ ሚእቲ "200" ሰዓት ስልጠና ሕጊ ምምራሕ መኪና እንዳተመሃርኩም ኣብ ተመሳሳሊ እዋን ክእለት ቋንቋ ፈረንሳይኩም ንኸተመሓየሹ ኣዝዩ ይጠቕመኩምን ይሕግዘኩምን እዩ።

ምምሃር ናብ ዩኒቨርስቲ ዘእቱ ብቕዓት ቋንቋ ፈረንሳ
ምኽኣል "Du Passerelle" ናይ ዲፕሎማ ዩኒቨርስቲ ኮይኑ፣ ናብ ናይ ፈረንሳ ዩኒቨርስትስቲ ንምእታው መገዲ ዝኸፍት እዩ።

ስልጠና ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ኦቨርገነ ሮነ ኣልፕ Auvergne-Rhône-Alpes
PARLERA.FRሓደ ናይ መሰረታዊ ቋንቋ ፈረንሳ ዝህቡ ብቑዓት፣ ማሕበራት ዝርዝር ዝህብ እዩ ።

ምርካብ ዕድል ንምርካብ ትምህርቲ
ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ትምህርቲ ንምቅጻል ብውልቃዊ\ት ነዚ ዕድል ተጠቀምቲ ሙኻን ::

ን ዓምኽሳን ዘሎ ናይ ፈረንሳ ቋንቋ ትምህርቲ
እዚ ስልጠና እዚ ኣብ ምርካብ መፍትሒ ኣብ ዙርያ ሞያ ናይ ክሽነ፣ ኣብ ኣኽደሽ Ardèche ምእንቲ ስራሕ ክትረኽቡ ፣ ዘኽእለኩም ስደተኛታ ዕድል ንምጥጣሕ ዝዓለመ እዩ።

ምርካብ ደረጃኹም ዝመጣጠን ናይ ቋንቋ ትምህርቲ
ምርካብ ደረጃኹም ዝመጣጠን ናይ ፈለማ ዘለኩም ደረጃ ቋንቋ ዝግምግም መርመራ ድሕሪ ምግባር ምፍላጥ

ኣብ ናይ ምምሕዳር ወረቐት ንምስላጥ ደገፍ ምርካብ
ኣብ ናይ ምምሕዳር ወረቐትን ከም እኒ ናይ ቤት ፍርዲ ጉዳያት፣ ምስላጥ ደገፍ ምርካብ

ምርካብ ማሕበራዊ ምትሕግጋዝ ደገፍን
ኣብ ምህናጽ ውልቃዊ ናይ ስራሕ መደብ ፣ ን ሓደ ዓመት ዝኸይድ ናይ ስልጠናን ምስናይን መደብ

ሓበሬታ ፍሉይ ንዝኾነ ደገፍ ናይ ምጥያስ ብኸመይ ከም እትረክብ
ስልጠና ኣብ ንቀጻሊዝተቕም ዝጠቕም መኽሰባት ፣ (ስራሕ , ገዛ...).ክኸውን ምርካብ ይኽእል እዩ

ናይ ሓኪም ስኒ ሓገዝ ምርካብ፡
ኣብ ናይ ሃገረ ፈረንሳይ ምስ መንበሪ ወረቐት ይኩን ምስ ካልእ ብዝተተሓሓዘ ጉዳይ እቲ ምምሕዳር ናይ ሃገር ፈረንሳ ይኹን እቲ ናይ ጥዕና ኣመሓዳድራ ናይ ናይ ስኒ ሕክምና ኣገልግሎት መሰል ንዝተነፈጎም፡ ንዘይተኻተተቱ ወይ መስል ናይ ስኒ ሕክምና ኣገልግሎት ንዘይተፈቕዶም ሰባት ብካልእ ኣዘራርባ ካብ ሲስተም ፈረንሳ ወጻኢ ንዝኾኑ ሰባት ንኽሕከሙ ኣፍደገ ናይ ስኒ ሕክምና ከፊቱሎም ኣሎ፣

ምምሃር ናብ ዩኒቨርስቲ ንምእታው ዝግበር ምስናይን ሓገዝን፣
ምምሃር ኣብ ዩኒቨርስቲ Grenoble Alpes ንምእታው ክትምዝገቡ ምስ እትደልዩ፣ ናይ ቅትዒ ኮነ ኣድላዪ መስርሓት መዝገባ ዘሎ መሳለጥያ ብነጻ ክሰብሉ።

ሰራሕተኛ ኣለይቲ ዓበይቲን ሕሙማንን ኴንካ ንምሰራሕ፣
ቋንቋ ፈረንሳ ንምምላኽ ዝሕግዝ ሞያዊ ብቕዓት ዘለዎ ናይ ስራሕ ስልጠና፣

ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ
እዚ ን 70ሰዓታት ዝኸይድ ስልጠና እዚ፣ ብ ኦፊ መሰረታዊ ናይ ቋንቋ ኣፍልጦ ቅድሚ l'OFII.ዝወሃብ እዩ።

ምስልጣን፣ ብፍሉይ ስልጠና ብዝወሰዱ ተማሃሮ
ምኽኣል ምምሃር ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋል ዓውደ ትህምርቲ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ እንግሊዝ ከምኡውን ሕሳብ ብፍሉይ ዝሰልጠኑ ተመሃሮ ዝወሃቡ ኣስተምህሮታት ምኽሳብ።

ምውሳድ ስልጠና ኣብ ሬስቶራንት ንምስራሕ ምእንቲ ኣብ ግሮኖብል
ምውሳድ ን ናይ 3 ወርሒ ስልጠና ምስ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርሳት፣ ሬስቶራንት ንምምሃር ክትክእሉ

ስፖርት ምግባር
ሓደ ናይ ስፖርት ጋንታ ናይ ስፖርት ,ብ ፍላት ኣብ ግሮቦብልን Grenoble ኣከባቢኣን

ሕክምናዊ ሓገዝ ንምርካብ ዘኽእል መስርሕ ንምሕላፍ ዝግበር ሓገዝ
ብዛዕባ እዚ ፣ ብገዛእርእስኻ ነቲ መስርሕ ንኸተካይዶ ምእንቲ ኣብ ፈለማ ደገፍ ምርካብ

ምህላው ናይ ፈለማ ናይ ስራሕ ተሞክሮ
STEP's ናይ ስራሕ ተሞክሮ ንምህላው ዝኽእል፣ ሓጺር ናይ ስራሕ ዕድል ሓደ ዝህብ ተቕዋም እዩ

ምርካብ ስልጠና ን développement web ስልጠና ንምዃን
ሞያ ዌብ ዲቨሎፐር ንምርካብ ናይ 7 ሰሙን ስልጠና (ቴክኒካዊ + ፈረንሳ) ስልጠናን ናይ ምድላው ወብሳይት ዘጠቓለለ ስልተና ይህብ

ምድህሳስ ሞያ ናይ ማሕረስ ወይ ሕርሻ፣
ምምሃር ሞያ ናይ ሕርሻ ወርሓዊ ክፍሊት እንዳተኸፈልኩም፣ ናይ መስኖኣዊ ሕርሻ ኣሕምልትን ፍረታትን፣ ሞያ ምቕምቃም ኣታክልቲ

ንስራሕ ዝኸውን ቋንቋ ፈረንሳ ትምህርቲ ምቕሳም
እዝ ስልጠና እዚ ፣ን ስራሕ ዝጠቕም ቋንቋ ፈረንሳ ንምቕሳም ዝጠቕም እዩ
